Tigrinya Music Lyrics. ዝተመርጹ ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት. ዝበለጹን ዝመቀሩን ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት. እዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን እዚ ዝተመርጹ ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት ዝሓዘ ኢዩ። እዞም ግጥምትት ኣብ መልእኽቶም ምርኩስ ብምግባር ኣብ 14 ተኸፊሎም ኣሎዉ። ኣብዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ልዕሊ 200 ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት ኣሎዉ።.